Sonntag, 18. August 2024

ኣብ ጸልማት

ዘርኢ ኣቦሓጎታት ኣዴታት
ነዚ ሕጂ ዝጽበዩ ዘለዉ
ብኮቦርታ ተሸፊኑ ኮፍ ኢልካ ምጽናሕ
ኣብ ጸልማት
ኣብ መንበር ደቆም 



Keine Kommentare:

Kommentar veröffentlichen